Month: August 2015

ገለ ሓሳባት ብዛዕባ ትዕቢት!

ገለ ሓሳባት ብዛዕባ ትዕቢት! ዝበዝሕ ኤርትራዊ፡ ይዕበ ይንኣስ፡ ይመሃር ኣይመሃር፡ ይብላሕ ይጉደም፡ ብዛዕባ ትዕቢት ኤርትራውያን ዳግመ ግምት ክግበረሉ ዝጠልብ ይመስል!! እዚ ብመንገዲ ትግራይ ጌሩ ዝሓልፍን ኣብኡ ነዊሕ ዝቕመጥን ኤርትራዊ ዝያዳ የንጸባርቖ።

Rate this:

ደቂ ኣንስትዮና፡ ኾሎት፡ ካብ ቅትለት ኣድሒናተን!!

ደቂ ኣንስትዮና፡ ኾሎት ኣድሒናተን!! ኣብ እስራኤል፡ ክሳብ መወዳእታ 2013፡ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ፡ ብሰብኡተን፡ ብኣዕሩኽተንን ምስአን ብዝቕመጡ ፈተውተንን ይቕተላ ነይረን፡፡ እቲ ቅትለት፡ ከም’ቲ እቶም ዳዕሽ ኣብ ቪድዮ ዘርኣዩና ኣይረኣናዮን’ምበር ካብኡ ዝፍለ ኣይነበረን፡፡ መብዛሕቲአን ከብደን ብኻራ ተተርቱሩ፡

Rate this:

ክፍጸም ልዑል ተኽእሎታት ዘለዎ ትንቢት!

ክፍጸም ልዑል ተኽእሎታት ዘለዎ ትንቢት! መንግስቲ እስራኤል፡ ልክዕ ከም’ታ ሂትለር ዝገበሮም፡ (ጃምላዊ ህልቂት ገዲፍካ እቲ ኣገባብ ተመሳሳሊ እዩ) ከምታ ህግደፍ ጌሩ ዘበሳበሰናን በቢሓደ ዘባረረናን ገይሮም የጉድሉና ኣለዉ። መዓልታዊ፡ ተገዲዱ ዝምለስ፡ ተደናጊሩ ዝፍርም፡ ተባኢሱ ዝእሰር፡ ተጨውዩ ዝሓቅቕ፡ መቁጸሪ የብሉን!!

Rate this: