Month: February 2017

ኣግኣዝያውነት፡ ምእንቲ ኤርትራ ንዝተሰውኡ እናኽበርካ፡ ንኤርትራ ምድምሳስን ምኽሓድን ዝዓለመ!

ኣግኣዝያውነት፡ ምእንቲ ኤርትራ ንዝተሰውኡ እናኽበርካ፡ ንኤርትራ ምድምሳስን ምኽሓድን ዝዓለመ! ነቶም ንሓንቲ ኤርትራ ኢሎም ዝተሰውኡ እናኽበርካን እናሞጎስካን፡ ነታ ዝተሰዉኡላ ሃገር ምድምሳስን ምኽሓድን፡ እቲ ካልእ ምኽሓድን ምጥላምን ስዉኣትና’ዶ ኣይኮነን? ካብ ዝብል ሕቶ ተበገሲ፡ ነዚ ነዊሕን ዓቕሊ ዝሓትትት ዓንቀጽ ከዳሉ ነቒለ ኣለኹ። እቶም ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተሰውኡ ሓርበኛታት፡ ነታ […]

Rate this:

ተስፋጽዮን ንመን ይሰብኽ ይፈልጥ እዩ! (ፖለቲካ ከም ጸወታ ሌጎ)

Ermias FKadu ተስፋጽዮን   ንመን  ይሰብኽ ይፈልጥ እዩ። (ፖለቲካ ከም  ጸወታ ሌጎ) ሓደ ግዜ ኣብ facebook ዘወር እናበልኩ video ዝተሰነየት ብዛዕባ ኣጋእዝያንን ምስልምናን ዝዛረብ ብርሕ ዝበለ ሰብኣይ ውቱፍ በለኒ ኣሞ። ” እንታይ ጹሉሉ እዩ እዚ ብምባል ሕልፍ ብልኩዎ”ዲሒሩ ብዙሕ ሰብ ተስፋጽዮን፡ ኣጋእዚ ክብል ሰሚዐ፡ ኣብ ገጻት facebook ውን […]

Rate this: