Month: May 2017

እቲ ናጽነትና፡ ስርዓት ህግደፍ ቅድሚ ምምስራቱ’ዩ ኮይኑ! (2016 ተጻሕፈ)

እቲ ናጽነትና፡ ስርዓት ህግደፍ ቅድሚ ምምስራቱን ሽግር ከውርድ ቅድሚ ምጅማሩን’ዩ ኾይኑ።         እዚ ሓድሽ ወለዶ፡ ነቲ ናይ ዝሓለፈ ወለዶ ጽቡቕን ሕማቕን ተቐቢሉ፡ ፈላልዩ ክርእዮን ከኽብሮን እንተዘይበቒዑ? እቲ ንሱ ዝወልዶ (ብድሕሬና ዝመጽእ ወለዶ) ነቲ ሕጂ ንሰርሖ ዘለና ጽቡቕን ሕማቕን ከኽብሮን ክስዕቦን ዘሎ ተኽእሎ ጸቢብ’ዩ። ናይ ነብስና […]

Rate this:

ተመን ደጕዓሊ

ተመን ደጕዓሊ ብተስፋዬ ገብረኣብ ትርጕም፦ ቴድሮስ ማርቆስ    ኣብ መፋርቕ ክራማት ቀይሕ ባሕሪ ኻብ ምጽዋዕ ናብ ኣስመራ እናተመለስኩ፡ ኣብ  ደጕዓሊ ሓንቲ ለይቲ ሓደርኩ። ኣብ እግሪ እቲ ኮሎኔል ክሪስቶፈርን ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋን እተዋግኡሉ ኵርባ ሓደ መዘናግዒ ማእከል ተሃኒጹ ይርከብ። ኪንዮ እቲ መዘናግዒ ማእከል ግራት በርበረ ይርአ። ኣብ ደጕዓሊ […]

Rate this:

እሾኽ ልበይ

                    እሾኽ ልበይ    ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ ኣብ’ቲ ካብ 1961ዓም ክሳብ 1993ዓም ዝተኻየደ ሓርበኛዊ ውግእ ኣንጻር’ቲ ናይ ሽዑ ዝዓበየን ዝበለጸ ዝተዓለመን ዝዓጠቐን ሰራዊት ጸላም ኣፍሪቃን ሓገዝቱ ልዕለ ሓያላን ኣሜሪካን ሩስያን ንዓለም ብዘደነቐ ጅግንነትን መስዋእትን ተዓዊቱ። እዚ ንገዛእ ህዝብኻን ነፍስኻን […]

Rate this:

እቲ መዓልቲ ናጽነት ረዚን’ዩ። ብዳንኬራ እንተተባዒሉ ግና ይፈኩስ!

እዚ ሕጂ ንሕና ንቃለሶን ነምጽኦ ሓርነትን ድማ፡ ዝያዳቶም ዝሓለፉን ዝያዳቶም ዝመጽኡን፡ ንዓና ትርጉም ክህልዎ እዩ። (እንተምጺእናዮ!?) ስለ’ዚ፡ ሉኡላዊት ሃገረ ኤርትራ ንምምጻእ ዝተኻየደ መስዋእቲን ስንክልናን ምኽሓድ ማለት፡ ነቶም ሽንትኻን ንፋጥካን ጸሪጎም ዘዕበዩኻ፡ ዘምሃሩኻ፡ ተጋዲልካ ሞራል ዝሃቡኻ፡ ወለድኻ ምኽሓድ ማለት’ዩ።

Rate this:

“እቶም ብጸልማት ዝተሰርቁ እስራኤላውያን ናጽላታት!”

“እቶም ብጸልማት ዝተሰርቁ እስራኤላውያን ህጻናት!”                                          ሃገር ንምምስራትዶ፡ ዓሌት ንምጽናት?     እዚ ብኸፊል ተርጒመ ዘቕርቦ ዘለኹ ጽሑፍ፡ (ንምሉእ ንባብ ኣብ’ቲ መርበብ ሓበረታ ኣቲኹም ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም) ሓደ እዋን […]

Rate this: