Month: August 2017

እወ፡ ኣብ ጎድኒ ዳቪድ ሺን ደው ክብል ወሲነ እየ!

እወ፡ ኣብ ጎድኒ ጋዜጠኛ ዳቪድ ሺን ደው ክብል ወሲነ እየ!      ጋዜጠኛ ዳቪድ ሺን፡ ካብ ሓደ እስራኤላዊ በዓል ስልጣን ነበር ክሲ ተመስሪቱሉ ኣሎ። በቲ እቲ ከሳሲ መስሪቱሉ ዘሎ ክሲ መሰረት፡ ዳቪድ ሺን ኣስታት 750 ሺሕ ሸክል ክኽሕሶ ሓቲቱ ኣሎ። ዳቪድ ሺን ድማ፡ ኣንጻር’ቲ ሓላፊ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሃገረ […]

Rate this:

ንጽል ደርፊ “ጉያ ጉያ” ከከም ዝተረደኣና

  ብዛዕባታ ካብኡ ተፈልያ ዝኸደት እንተደረፈ’ውን ሓድሽ ኣይኮነን ነውሪ’ውን ኣይሕሰብን!      ኣብ ውሽጢ 19 ሰዓታት ጥራይ፡ ኣስታት ርብዒ ሚልዮን ሰማዕቲ ረኺባ’ላ። ኣብ ነብሲ ወከፍ ገዛ፡ ኣብ ነብሲ ወከፍ ቤት መስተ፡  ቤት ሙዚቃን ዲስኮታትን ክትስማዕ ዘምሰየት ደርፊ ምዃና ንምርዳእ ነቲ ኣብ ነብሲ ወከፍ ደቓይቕ ዝውስኽ ዝነበረን ዘሎን ቁጽሪ ሰማዕታ ብምርኣይ […]

Rate this:

ቀዳም ምሸት! ሓጺር ዛንታ፡ ብሽሻይ ገብረሃንስ

ቅድሚ ክልተ ዓመት፡ ምስ ሮቤል ብሓንሳብ እናሰራሕና ከለና ስለ ዝተመርዓኹ፡ ንኹሎም መሳርሕተይ ዓዲመዮም ነይረ፡፡ ምስ’ዚ ሎሚ ዝምርዖ ዘሎ ሮቤል’ውን፡ ዋላ’ኳ ጽቡቕ ምቅርራብ እንተዘይነበረና፡ ካብ መሳርሕትና ኣይተረፈን፡ ዕድመይ ኣኽቢሩ ብምምጻእ ምኢቲ ሸክል ኣጽሒፉለይ`ዩ። ኣብ’ቲ ሎሚ ዝካየድ ዘሎ መርዓኡ ክጽንበርን ዕዳይ ክመልስን ድማ ነይሩኒ።      ካብ’ቲ ብዙሕ ዕዱም፡ ብርቱዕ ሙቖትን እዝንኻ […]

Rate this: