Month: October 2017

ኣግኣዚያን ይዕወትዶ ኣይዕወትን?

ኣግኣዚያን ይዕወትዶ ኣይዕወትን?         እቲ ንነዊሕ እዋን ብመደረታቱ ዝመሰጦም፡ ጸኒሑ፡ ንሱን ስድራኡን ደድሕሬኻ ክንስዕብ ምርሓና ዝበልዎ ንኣግኣዚያን ዝመስረተ ሰብ፡ ናብ እስራኤል ዝነግደሉ መዓልቲ ኣኺሉስ፡ ገጽ ንገጽ ንኽረኣኣዩ ዝተረፎም ካብ ሰዓት ዝውሕድ ኮነ። “እስከ’ቲ ጫማይ ኣቐብልኒ” ንኣደ ጓሉ’ዩ ዝውከሳ ዘሎ። ነቲ ጋሻ ዝምጥን ቀይሕ ጸብሒ ንኸተዳሉ […]

Rate this:

ምእካብ፡ ንጠቓሚ ምብትታንን ምጥርናፍን! 2ይ ክፋል

ምእካብ፡ ንጠቓሚ ምብትታንን ምጥርናፍን 2ይ ክፋል   “ክም’ቲ ሽዑ ዝተገለጸ፡ ኣዝዩ ብዙሕ ገንዘብ’ዩ ተዋጺኡ ነይሩ። ኣብ ኣጠቓቕማ ናይ’ቲ ገንዘብ ሽግር መታን ከየምጽእ ድማ፡ ኣነን ክልተ ሰባትን ነቲ ገንዘብ ንኽንሕዞ ቃል ኣቲናን ሕድሪ ተሰኪምናን ነይርና፡፡ እንተኾነ፡” ዘረባኡ ከይወደአ፡ ሓደ ካብ’ቶም ሰለስተ ኣብ ጥቓታ ቡን ተፍልሕ ዝነበረት ኣደ ዝነበሩ መንእሰያት፡ […]

Rate this:

 ምእካብ፡ ንጠቓሚ ምብትታንን ምጥርናፍን

         ምእካብ፡ ንጠቓሚ ምብትታንን ምጥርናፍን “ከም’ቲ ትፈልጥዎ፡ እዚ ምትእኽኻብ ንኻልኣይ ግዜ’ዩ ዝኻየድ ዘሎ።” ክብል ጀሚሩ፡ ሓደ ካብ’ቶም ብዕድመ ዝነኣሱን፡ ሰባት እንተተኣኪቦም ኣላዪ መድረኽ ክኸውን ዝህንጠን “ናይ ሕማመይ፡” ምኽንያት መተኣኻኸቢኦምን ካበይ ካበይ ከም ዝመጹ ምስ ሓበረን፡ መድረኽ ገዲፉሉ ወሪዱ። ወሪዱ’ኳ ኣየበሃልን በሪኽ ስለ ዘይነበረ እቲ መድረኽ፡ ግናኸ ቁሩብ ግልል […]

Rate this: