Month: November 2017

መጽሓፍ “ማህደር ኑረነቢ”ን መልሲ ተስፋዬ ገብረኣብን 2ይ ክፋል

ሓጸርቲ ርእይቶታትን ሕቶታትን ኣስተማቐርቲ መጽሓፍ “ማህደር ኑረነቢ”ን መልሲ ተስፋዬ ገብረኣብን 2ይ ክፋል ተኪኤ በየነ ርእይቶ፥ ታሪኽ ኣርባዕተ ወለዶ ኑረነቢ! ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እናተወራረሰ ክሳዕ ናጽነት ዝቐጸለ ታሪኽ! ዋላ ኣብ ልብወለዳዊ ትረኻታት ከማን ክርከብ ዘይከኣል ሓቀኛ ጉዕዞ ሂወት! ደራሲ ነዚ ኣገዳሲ ገጸበረኸት ጆባእ! ኢሉና ኣሎ። ነታ ነዚ ኹሉ […]

Rate this:

ማህደር ኑረነቢ፡ ብዓይኒ ኣንበብቲ

ሕቶታት ብዛዕባ መጽሓፍ “ማህደር ኑረነቢ”ን መልሲ ተስፋዬ ገብረኣብን 1ይ ክፋል ሰሎሞን በርሀ ርእይቶ፥ “ማህደር ኑረነቢ” ታሪኽ ሓደ ዘመን ህዝብታት ዞባና ዛንታ ኣርባዕተ ወለዶታት ኣብ 400 ገጻት እተዘንቱ ኣብ ብዙሕ መጻሕፍቲ ታሪኽ ዝሰፈረ ጭብጥታት ብምውህሃድ፡ ታሪኽ ንምኩሕሓል ዝተደፍነ ወይ ክርሳዕ ዝተመርጸ ሓቅታት ዕርቃኑ ብምውጻእ ኣንባቢ ውድዓዊ ግንዛበን ኣናብባ ታሪኽን […]

Rate this:

ሽምኩም የለን ተ|ሚ ሃብቶም ሸሪፎ

                 ሽምኩም የለን   ትርጉም ብሃብቶም ሸሪፎ ካብ ሰማይ ሓደ ውሳነ ተመሓላሊፉ ” እዞም ደቂ’ዛ ሃገር ( ሃገርና ምኳና’ያ ) እሙናት ኣመንቲ’ዮም ፡ ስለዚ ቅድሚ ምጽኣተ- ዓለም ቀዲሞም ዓስቦም ክረኽቡ ግቡእ’ዩ” ዝብል ነበረ። ሓደ ሊቀ መላእኽቲ ፡ ኣእላፍ መላእኽቲ ኣኸቲሉ ካብ ሰማይ […]

Rate this:

ሞትን ሓወልትን ተ/ሚ ሃብቶም ሸሪፎ

               ሞትን ሓወልትን    ትርጉም ብሃብቶም ሸሪፎ ፕሮፌሰር ፡ ኣብ ውሽጢ ቤትጽሕፈቶም ናብዝን ናብትን ክብሉ ይርኣዩ። ሚዛኖም ንምሕላው ንኽሕግዞም ፡ ክልቲኡ የእዳዎም ብድሕሪ ዝባኖም ጥምር ኣበልዎ። ቅድሚ ሕጂ ኣብ ምሉእ መዋእል ስረሖም ኣጋጢምዎም ዘይፈልጥ ግድል ስለዘጋጠሞም’ዮም ጭንቀቶም ሰማይ ዝዓረገ። ክልተ ሰባት ፡ […]

Rate this:

ዕቋር ናፍቖት ሓጺር ዛንታ ብሽሻይ ገብረሃንስ

                   ዕቋር ናፍቖት    ሓጺር ዛንታ  ብሽሻይ ገብረሃንስ       ድምጺ ኣደኡ ካብ ዘይሰምዕ ዓመታት ዘሕለፈ ኮይኑ ተሰሚዕዎ። ቅድሚ ክልተ ሰሙን ረኺብወን ነይሩ’ዩ። እቲ ሽዑ ብዕላለንን ብምትብባዓንን ዘስተያኦ ማይ ክነቅጽ ስለ ዝተፈለጦ ድማ’ዩ ካብ’ቲ ጠሊ ዝመልኦ ቃላተን ክረዊ ዝተሃወኸ። እንተኾነ ክድውል ክሓስብ ከሎ ጥራይ ኣብ ኣእምሮኡ ሰለስተ  ሕቶታት […]

Rate this: