Month: March 2018

ኣቦይ ቀሺ ዘገርግስ፡ እወታዊ ኣተሓሳስባ ኣብ ተግባር! ብዓወት መንግስትኣብ

ኣቦይ ቀሺ ዘገርግስ፡ እወታዊ ኣተሓሳስባ ኣብ ተግባር! Awet Mengsteab መንቀሊ እዚ ዛንታ መኪናይ ተሰሪቓ ዝሓደረትሉ ሓደ ንግሆ እዩ። ኣስመራ፡ መኪና ሰሪቖም ዝጎዛዝዩ ሰረቕቲ ተዘሪኦማ ኣለዉ እዩ ክውረ ወሪሑ። እዞም ወሓላሉ ሰረቕቲ ነታ መኪና ናብ መሕረዲ ቦታ ወሲዶም ድሕሪ ምጒዛይ፡ ባሌስትራኣን ኣእጋራን ንመደበር፡ ሞቶራኣ ንተሰነይ፡ ካራሶርያኣ ንቬርሙዳ ትርያንግል እዮም ያኢ […]

Rate this:

8 መጋቢት፡ ምህናጽ ሰብኣውነት ዶ ወይስ ጉዳይ ማዕርነት?

8 መጋቢት፡ ምህናጽ ሰብኣውነት ዶ ወይስ ጉዳይ ማዕርነት?  ብ ምሉኣለም ገረዝግሄር  ዓመት መጸ፡ ዘመኑ ኣብ ዘብለ ታሪኽ ተደኒስካ ሕመቕካን እህህታኻን ንገዛእ ነብስኻ ምዝንታው ካብ ዘሰልቸውኒ በዓላት እንተልዮም፡ ምጽንባል 8 መጋቢት መዓልቲ ደቂ’ንስትዮ’ዩ። እዚ በዓል’ዚ (ምናልባት ከም በዓል ዝሓስብዎ ሕብረተሰብ እንተልዮም?) እንተ ካብ ርድኢት እንተስ ካብ ትርጉም ምኽላእ ዝብገስ […]

Rate this:

“ቻው ተኸስቲኖ ወዲ-ባጽዕ — ውቃበን ሓወልትን ከተማ ባጽዕ!” ኣማን ተኸስተ ካብ ኢማራት ዓረብ

“ቻው ተኸስቲኖ ወዲ-ባጽዕ — ውቃበን ሓወልትን ከተማ ባጽዕ!”  ኣማን ተኸስተ ካብ ኢማራት ዓረብ ነዚ ጽሑፍ ካብ መጀመርታኡ ንምንባብ ኣብ’ዚ መርበብ ክትጥውቑ ትኽእሉ ኣብ’ዚ ዛራ ጥበባት ዝብል መርበብ ጠውቑ    ድሕሪ ዕረፍትኻ፡ ኣምዑት ውሽጠይ ብዀንቱነት ህይወት ቅሒሩ እንከሎ፡ ከመይ ኢለ ንብዓት ከንጥብ?! እቲ ጒሁር ኲራይ ናብ ንብዓት ደገ ኣይተቐየረን፣ ብውሽጢ […]

Rate this:

   ሕምባበ ለውጢ ኢትዮጵያ፡          ንድፍኢት ‘‘መዝሙር ሰላም” ምስ ኤርትራ ኣንገሶም ኢሳቕ

                               ሕምባበ ለውጢ ኢትዮጵያ፡                       ንድፍኢት ‘‘መዝሙር ሰላም” ምስ ኤርትራ              መርገጽየይ ንጭርሖ ‘‘መዝሙር ሰላም” ኤርትራን ኢትዮጵያን                 […]

Rate this: