Month: May 2018

ሰብኣውነት፡ ዓለት ሕብርን ዕድመን ዘይፈሊ ስምዒት ውሑዳት ሰባት! ብ ተኽሊት ከሰተ

ሰብኣውነት፡ ዓለት ሕብርን ዕድመን ዘይፈሊ ስምዒት ውሑዳት ሰባት!  ብተኽሊት ከሰተ  ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ዓለምና ኲናት ፡ ባህርያውን ሰብ ዝሰርሖን ሓደጋ፡ ስደትን ምፍንቓልን ኣብ ዝረኣየሉ ዘሎ እዋን፡ ወዲ ሰብ ካብዞም ሓደጋታት ንምህዳም ዘይፈልጦም በረኻታትን፡ ባሕርታትን ጥሒሱ መዕቆቢ ኣብ ዝረኽበለን ሃገራት ክኣቱ ይረአ።      ነዚ ኣሻቃሊ ጉዑዞን ፍልቀትን ብክልተ ዓይኒ ዝረኣየሉ […]

Rate this: