Month: June 2018

ታሪኽ ክደጋገም ይነብር፡ ነቲ ዘይነበሮ ግን ሓድሽ ይመስሎ! ብርሃነ ገብረሂወት

ታሪኽ ክደጋገም ይነብር፡ ነቲ ዘይነበሮ ግን ሓድሽ ይመስሎ! ******************     ብዋዛ ዋዛ ዝሰኣንናያ ሰላም ብዋዛ ዋዛዶ ትመጽእ ኣላ ሓቀይ፧ ጽቡቕ እስከ ንበል፡ ጽቡቕ ክገብረልና። ዘይንሱ እንታይ ንደልይ። ግዳ ኣይንዛነ፡ ዕበጦ ዕበጦን ጉያ ጉያን ጽፉፍ ነገር ስለ ዘየምጽእ -ኣይንዛነ። ብሓደ ወገን፡ ጽቡቕ ኣቀባብላ ቀዪሕ ምንጻፍን ኣኽሊል ዕንባባን። ጽቡቕ […]

Rate this:

ጠንቅታት ኲናት ኤርትራን ኢትዮጵያን 1998 – 2000 Yikealo Beyene

ጠንቅታት ኲናት ኤርትራን ኢትዮጵያን 1998 – 2000 =============================== ብዙሓት ጸሓፍቲ ከም ዝጽሓፍዎ፡ ቀንዲ ጠንቅታት ናይቲ ደማዊ ኵናት ኤርትራን ኢትዮጵያን 1998 -2000 ኣብ 3 ከፋፊሎም የቕርብዎ – ምጣነ-ሃብታዊ (ቁጠባዊ)፡ ታሪኻውን ጉዳይ መሬትን። እዞም ጠንቅታት ንሓድሕዶም ዝተኣሳሰሩ ውን ይመስሉ። ብዝበለጸ ንምርዳእ በብሓደ ንርኣዮም። ታሪኻዊ፦ ——— Martin Plaut ከም ዝጸሓፎ፡ ህውሓትን […]

Rate this: