Month: July 2018

“ደም ናይ ዶክተር ኣቢ እንተዘይተወሃብኩ” ቃል ኢትዮጲያዊት ጎርዞ!

             “ደም ናይ ዶክተር ኣቢ እንተዘይተወሃብኩ” ቃል ኢትዮጲያዊት ጎርዞ! ብበሪሁ ብርሃነ           ኣብ’ዚ ዝሓለፈ መዓልቲታት ሓደ ኣቓልቦ ዘይረኸበ ጎንጺ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያዊት ጎርዞን ዶክተራት ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳን  ተኸሲቱ ነይሩ። እታ ጎርዞ፡ ሓንቲ ካብተን ኣብ’ቲ ንዶክተር ኣቢይ ንምቕታል ወይ ካብ ዕላማኡ ንምቅዋፍ ዝተፈንጀረ […]

Rate this: