Month: September 2018

ጻውዒት ናብ ሰብ ገድሊ!    ብምሉኣለም ገረዝጊሄር

ጸዋዒት ናብ ሰብ ገድሊ!    ብምሉኣለም ገረዝጊሄር      ኣብዚ ናይ ቃልሲ ጸዋዒተይ፡ ምናልባት ሓይሊ ቃላት ተጠቒመ እንተሃልየ፡ ንዝኸፈልኩሞ ሃገራዊ ጅግንነትን ክብርታትን ንምግዕዛይ ዝዓለመ ከም ዘይኰነ፡ እንታይ ደኣ? ነቲ ዝኸፈልኩሞ ሃገራዊ ክብርን መስዋእትነትን ዘለኒ ፍቕርን ኣኽብሮትን ንምግላጽ ዝዓለመ፡ ውልቃዊ ሓሳበይ ምዃኑ ኣቐዲመ ብትሕትና ክሕብረኩም እፈቱ። ብኡ ኣቢለ ከኣ ኣብዚ ዝካየድ  ዘሎ […]

Rate this:

ነዊሕ ግዜ እዩ፡ ግና ‘እምቢ’ ኣይንርስዕን ንብል ኣለና!

ነዊሕ ግዜ እዩ፡ ግና ‘እምቢ’ ኣይንርስዕን ንብል ኣለና!   መስከረም 2017 ዓወት መንግስትኣብ     ነዊሕ ግዜ እዩ። ብዘይ ጥርጥር ኣዝዩ ነዊሕ እዩ። ዓሰርተ ሓሙሽተ ዓመት ኣዝዩ ኣዝዩ ኣዝዩ ነዊሕ እዩ። ቆልዓ ተወሊዱ፡ ብእግሩ ከይዱ፡ ኣፍ ኣጽርዩ፡ ፊደል ቆጺሩ፡ እንተወሓደ ማእከላይ ደረጃ ዝዛዝመሉ ግዜ እዩ። ብነብስናን ብኸባቢናን እንተረኢናዮ እኳ […]

Rate this: