Category: እዋናውያን ጽሑፋት

መሬት ትሕጃ ብዋጋ ሃገር ! ብዘካርያስ ገሪማ

                     መሬት ትሕጃ ብዋጋ ሃገር     ብዘካርያስ ገሪማ  ከመይ ዝመሰለ ዝደስከለ ኣእምሮን ዝሞተ ሕልናን ስለዘለኩም ኢኹም ንገዛእ መሬትኩም ብገንዘብኩም ካብ ጉሒላ ኽትገዝእዎ ዝተሰማማዕኩም፧ እቶም መስርሒ ቤት ዝኸውን ቦታ ኽወሃበኩም ነታ መሬታ ዝውረራ ዝነበረት ሃገር መሬት ኣኽፊልኩም ገንዘብ ከተለቅሕዋ ኽትብሉ […]

Rate this:

“መበል 24 ንጽበ ኣለና!” ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዛላምበሳ!

  “መበል 24 ንጽበ ኣለና!” ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዛላምበሳ!  10/2018  Shishay Gebrehans               ኣብ ኢዳ ዝርዝር ኣስማት 23 ኤርትራውያን ዝመዝገበት ወረቐት ሒዛ፡ መበል 24 ስደተኛ  ትጽበ ነይራ።       “ሓደኹም ምሳይ ምተመዝገበ፡ ግና ከይትፈላለዩ ምእንታን ካብ’ቲ ኣብ’ቲ ዘሎ ወዲ ወረቐት ውሰዱ’ሞ፡ ባዕልኹም ክትምዝግቡ ጀምሩ። ዕስራን ኣርባዕተን ምስ መላእኹም ንዕኡ ኢኹም […]

Rate this:

ጻውዒት ናብ ሰብ ገድሊ!    ብምሉኣለም ገረዝጊሄር

ጸዋዒት ናብ ሰብ ገድሊ!    ብምሉኣለም ገረዝጊሄር      ኣብዚ ናይ ቃልሲ ጸዋዒተይ፡ ምናልባት ሓይሊ ቃላት ተጠቒመ እንተሃልየ፡ ንዝኸፈልኩሞ ሃገራዊ ጅግንነትን ክብርታትን ንምግዕዛይ ዝዓለመ ከም ዘይኰነ፡ እንታይ ደኣ? ነቲ ዝኸፈልኩሞ ሃገራዊ ክብርን መስዋእትነትን ዘለኒ ፍቕርን ኣኽብሮትን ንምግላጽ ዝዓለመ፡ ውልቃዊ ሓሳበይ ምዃኑ ኣቐዲመ ብትሕትና ክሕብረኩም እፈቱ። ብኡ ኣቢለ ከኣ ኣብዚ ዝካየድ  ዘሎ […]

Rate this:

ቅየዐ፡ ጨውን ሰበስጣናት ኤርትራን! ብዳኒኤል ተስፋይ

              ቅየዐ፡ ጨውን ሰበስጣናት ኤርትራን! ብዳኒኤል ተስፋይ    ሃገራዊ ወትሃደራዊ ምስጢር ንምዕቃብን፡ ድሕንነት ንጭብጥታት ናይ’ዚ ጸብጻብ’ዚ ኣብ ምእካብ ንዝሓገዙኒ ሃገራውያን ንምሕላውን፣ እዚ ተፍጻም’ዚ ዝተፈጸመሉ ቦታን ክፍሊ ሰራዊትን፡ ኣስማት እቲ ጸብጻብ ዝምልከቶም መራሕቲ ሰራዊትን ብምስጢር ክሕዞ ተገዲደ ኣሎኹ። እቲ እዚ ፍጽሚት’ዚ ዝኾነሉ ቦታ […]

Rate this:

ዓቕሊ ጽበት ዝፈጠሮ ፈተነታት፡ ምጥራዝ ኤርትራውያን ካብ እስራኤል!

ዓቕሊ ጽበት ዝፈጠሮ ፈተነታት፡ ምጥራዝ ኤርትራውያን ካብ እስራኤል!      ካብ ዕለት ሓደ ናይ ወርሒ ክልተ 2018፡ ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ስደተኛ፡ ቪዛ ከሐድስ ናብ ክፍሊ ኢመግረሽን ምስ ከደ፡ ክልተ ምርጫታት ክወሃብ ከም ዘለዎ መንግስቲ እስራኤል ወሲኑ ኣሎ፡፡ እዚ ድሕሪ ነዊሕ ክርክርን ክትዕን፡ ብዕለት 3 ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ዝሓለፈ ውሳነ፡ […]

Rate this: