ሰሎሞን ጸጋይ፡ “ኣብዘይ ጽቡቕ፡ ጽቡቕ ምርኣይ!” ወናኒ ‘ሳቤላ ባህላዊን ዘመናዊን ቅዲ ክዳን’ ሱዳን! from bbc tigrinya “ከም’ቶም ናብ ማእከላይ ባሕሪ ወይ ናብ እስራኤል ዝቕጽሉ ዝነበሩ ስደተኛታት ክጽቕል ኣይመረጽኩን።” ይብል ሰሎሞን። ኣብ’ቲ ነዚ ሕጂ ኣብ ካርቱም ከፊትዎ ዘሎ ትካላት ንኽኸፍት ዝሓለፎ ጉዕዞ ከዕልለኒ ምስ ተወከስኩዎ። ሰሎሞን፡ ወርሒ ዓሰርተ […]
ዕላል ምስ ካፕቹኖ ሚላኖ ብርሃነ ገብረሂወት ********************** (ብሰውራ መጻሕፍቲ ክግናሕ ዘለዎ ሽኩሽዃ መናፍስቲ) ብእግሪ ጀሚረ ብባቡር ዝቐጸልኩዎ ጕዕዞ፡ ኣብ ማእከል መዋፈሪ ባቡር ሚላን ኣብጺሑኒ’ሎ። ፊት ልዳቱ ኣብ ዘሎ ሓውሲ መናፈሻ፡ ሕብረይ ዝሕብሮም፡ መጸውዒየይ ዝመጸውዒኦም፡ ገሊኦም ኮፍ ዝበሉ ገሊኦም ድማ ደው ኢሎም ይረኣዩ። ምስ ደሞም ዘለዉ መንእሰያት […]
ዕላል ምስ ዓምና፡ ብ Sidona Omer Nebi “ካብ ምህሮ ኣእምሮ” ይብሉ ኣቦታትና። እዚ ዘረባ’ዚ ነዞም ኣባላት እዛ ናይ ምሁራን ጉጅለ ቁሩብ ፍሕትሕት ከብለና ይግብኦ። ኣእምሮ ብዘይ ትምህርቲ ክጥረ ይኽእል ድዩ፧ ቀደም ቆልዑ ከለና፡ “እዚ ተመሃራይ ወይ ተመሃሪት ዩኒቨርስቲ እዩ” ዝበሃሉ […]
“ፍቕሪ ኣደን ሃገርን ሓደ እዩ” ስነ-ጥበባዊት ጸሃይቱ በራኺ ብ’ዓብደልቃድር ኣሕመድ ኣብ ካፈተሪያ ሚኒስትሪ ዜና’ዩ ቅድሚ ቐትሪ – መሳርሕተይ ኣቶ ሰለሞን በርሀ፡ ሓንቲ ንእሽቶ መጽሓፍ ሒዙ ናብታ ዘዘውትራ ኮፍ መበሊት ጣውላ ቀረበ’ሞ፡ ኣዒንተይ ናብታ ሒዙዋ ዝነበረ በዓልቲ ሕብራዊት ገበር ንእሽቶይ መጽሓፍ ተወርወራ። “እስከ’ዛ መጽሓፍ” ብምባል ኢደይ ምስ ሰደድኩ ከኣ’የ […]
ሸያጢ ምስጢራት እስራኤል፡ ሞርዶኻይ ቫኑኑ! ተርጓሚ መብራህቶም ኣብረሃ ኣስመላሽ ሞርዶኻይ ቫኑኑ፡ ካብ ኣይሁዳዊ ቤተሰብ፡ 1954 ኣብ ሰሜናዊ ኣፍሪቃ ሞረኮ ተወሊዱ። ወዲ ትሽዓተ ዓመት ምስ ኮነ፡ብምኽንያት ምጥርናፍ ኣይሁድ ምስ ስድራቤቱ ናብ እስራኤል ግዒዙ። ኣብ እስራኤል ባር ሸቫ ኣብ እትብሃል ከተማ ዓብዩ። ዕድሚኡ 18 ዓመት ምስ በጽሐ፣ ሃገራዊ ጉቡኡ ንምፍጻም […]
Recent Comments