ሸያጢ ምስጢራት እስራኤል፡ ሞርዶኻይ ቫኑኑ

ሸያጢ ምስጢራት እስራኤል፡ ሞርዶኻይ ቫኑኑ! ተርጓሚ መብራህቶም ኣብረሃ ኣስመላሽ  ሞርዶኻይ ቫኑኑ፡ ካብ ኣይሁዳዊ ቤተሰብ፡ 1954 ኣብ ሰሜናዊ ኣፍሪቃ ሞረኮ ተወሊዱ። ወዲ ትሽዓተ ዓመት ምስ ኮነ፡ብምኽንያት ምጥርናፍ ኣይሁድ ምስ ስድራቤቱ ናብ እስራኤል ግዒዙ። ኣብ እስራኤል ባር ሸቫ ኣብ እትብሃል ከተማ ዓብዩ። ዕድሚኡ 18 ዓመት ምስ በጽሐ፣ ሃገራዊ ጉቡኡ ንምፍጻም […]

Rate this:

ቁንጫል፡ ብዛዕባ ኤርኔስቶ ቼ ጉቬራ!

 ቁንጫል፡ ብዛዕባ ኣድማሳዊ ተቓላሲ ኤርነስቶ ቸጉቬራ ተርጓሚ መብራህቶም ኣብርሃ   ኣብ ልዕሊ ዝኮነ ይኹን ህዝቢ ዓሚቕ ፍቕሪን ክብሪን ነይርዎ። ዜግነት ኣልቦ፣ ዓለምለኻዉ ተቃላሳይ፣ ዓሌት ቋንቋን ሕብርን ከይፈለየ ንዝተጨኮኑ ዝተገፍዑ ፍትሒ ዝራሓቖም ዜጋታት ተቆርቋሪ #ኤርኔስቶ ቼ-ጉቬራ. June 14 1928 ኣብ(Rosario)ዝተባህለት ከተማ ኣርጀንቲና ተወሊዱ። ኣብ ንእስነቱ ሓያል ኣምባባይ መጽሓፍቲ፡ ሓያል […]

Rate this:

ፈጠራዊ ኣተሓሳስባ ብ Ghirmay Abraham

ፈጠራዊ ኣተሓሳስባ ብ Ghirmay Abraham     ፈጠራዊ ኣተሓሳስባ፡ ኣብ ህይወት ደቂ-ሰብ ውልቃዊ ደረጃ ዘዕብን ናብ ዘይተበጽሐ ክውንነት ወይ ንዓለም ብኻልእ ሸነኽ (ዘይተለምደ) ኣጠማምታ ንኽንርእያ ዝሕግዝን ጥበባዊ ክእለት’ዩ። ዋላ’ኳ ኣብዚ እዋን’ዚ ኵሉ ሰብ ምስ ፈጠራዊ ዓቕሙ ከም ዝውለድ እተረጋገጸ እንተዀነ፡ ክሳብ’ዚ ቀረባ እዋን፡ ፈጠራ ምስ ስነ-ጥበበኛታት፡ ሙዚቀኛታትን ተመራመርቲ […]

Rate this:

ዓቕሊ ጽበት ዝፈጠሮ ፈተነታት፡ ምጥራዝ ኤርትራውያን ካብ እስራኤል!

ዓቕሊ ጽበት ዝፈጠሮ ፈተነታት፡ ምጥራዝ ኤርትራውያን ካብ እስራኤል!      ካብ ዕለት ሓደ ናይ ወርሒ ክልተ 2018፡ ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ስደተኛ፡ ቪዛ ከሐድስ ናብ ክፍሊ ኢመግረሽን ምስ ከደ፡ ክልተ ምርጫታት ክወሃብ ከም ዘለዎ መንግስቲ እስራኤል ወሲኑ ኣሎ፡፡ እዚ ድሕሪ ነዊሕ ክርክርን ክትዕን፡ ብዕለት 3 ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ዝሓለፈ ውሳነ፡ […]

Rate this:

ንቃላትካ ክብሪ ኣይትኽልኣዮም! ብዓወት ገብረትንሳኤ

ንቃላትካ ክብሪ ኣይትኽልኣዮም!!  ብዓወት ገብረትንሳኤ      ብዛዕባ ዕምቆት ግንዛበ ንባብ ስምዒት ልቢ ጥልቕ ዝበለ ግንዛበ እንተሊና፡ ኣብቲ ቅጡብ ቃላት ግዙፍ መልእኽቲ ‘ዩ ዝብህግ። ንእዝኒ ግና ጫውጫውታን ዓውታ ድምጽን ‘ዩ ዝብርሆ! ልቢ ግና መዛኒ ‘ዩ። ማዕረ ዕምቆቱ ዝጠልቕ ዜማዊ ሕሹኽታን ብጥበብ ዝተቐብኡ ሙኡዛት ኣበሃህላታትን ይናፍቕ። ከምቲ ንጎረሮ ዘይ […]

Rate this: